'ክሪፕቶካረንሲ' ኣዘራራቢ ዲጂታላዊ ባጤራ።

ሓደ ካብ 'ክሪፕቶካረንሲ' ዝኾነ ቢት ኮይን ካብ ዝጅምር ዓሰርተ ዓመት ኣሕሊፉ'ሎ። ንምዃኑ ክሪፕቶካረንሲ ወይ ዲጂታላዊ ባጤራ ብኸመይ'ዩ ዝሰርሕ?