ቃዝኖት (ዲፕረሽን) ብኸመይ ምክልኻል ይከኣል?

ሸታል ኮታክ፡ ካብ ግዜ ንእሰነታ ኣትሒዙ ዘሳቕያ ቃዝኖት 'ዲፕረሽን' ኣካላዊ ምንቅስቓስ ብምግባር መፍትሒ ከም ዝረኸበትሉ ትገልጽ።