እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ኣብ ድሕሪ ተፈተውቲ ክሊፓት ሙዚቃ ትግርኛ ዘሎ ሰብ፡ መን'ዩ?
ሸዊት ጸሃየ፡ ካብ ተሓዝነት መብራህቲ ኪኢላ ካሜራ ክሳብ ንፉዕ ዳይሬክተር ቀረጻታት ሙዚቃ ትግርኛ ንምዃን ዝበቕዐ ሰብ እዩ። ወናኒ ፍርያት ሙዚቃን ፊልምን ሚዶ፡ ሸዊት ጸሃየ፡ ልዕሊ 200 ሙዚቃታት ቀሪጹን ሰሪሑን።