እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
"ኣብቲ ቤት ማእሰርቲ ብጸርፊ'የ ኣሕሊፈዮ"
ዑስማን መሓመድ፡ ን 19 ዓመታት ይቕመጠላ ካብ ዝነበረ ከተማ መተማ ብሰንኪ ዓሌታዊ መጥቃዕቲ ሃብቱን ንብረቱን ገዲፉ ኣብ መዕቖቢ ስደተኛታት ትግራይ ክነብር ተገዲዱ ኣሎ። ሕዚ ወርሓዊ 15 ኪሎ ስርናይ እናተጸበየ ናብርኡ ይደፍእ ኣሎ።