እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
"ናይ መስተ ሰዓት ሕጊ ክወጽኣሉ'ለዎ"
ግደይ ገብረሊባኖስ ኣብ ሑመራ ግደይ ጀርዲን እናተብሃሉ ይጽውዑ። ንሶም ኣብቲ ከባቢ ስራሕቲ ሕርሻ መስኖ ኣቐዲሞም ካብ ዝጀመሩ ሓደ እዮም። ግደይ ጀርዲን መስተ ጸላኢኦም እዩ። ብስሩ'ውን ሕጊ ክወጽኣሉ ኣለዎ በሃላይ እዮም።