እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
"ኣይተኣወየልናን እምበር ሞይትና ኢና"
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተወሊዱ ዝዓበየ፡ ኤርትራዊ ዳዊት እስጢፋኖስ ድሕሪ ናጽነት ኤርትራ ናብ ሃገሩ ብምኻድ ኣብ ቀዳማይ ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት ተዓሊሙ።
እቲ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ስርዓት ክሳብ ዘሎ፡ ናብ ሃገሩ ክምለስ ድልየት ከምዘይብሉ ገሊጹ።