87 ሚኢታዊት ዲቂ ኣንስትዮ ሱዳን ከምዝኽንሸባ ትፈልጡ'ዶ?

መግለጺ ቪድዮ, 87 ሚኢታዊት ዲቂ ኣንስትዮ ሱዳን ከምዝኽንሸባ ትፈልጡ'ዶ?

ኣብ ሱዳን መጠን ምኽንሻብ ደቂ ኣንስትዮ ኣዝዩ ልዑል ከምዝኾነ መረዳእታት ይሕብሩ። ዘይነባን ምስ ምንኣስ ሓፍታ ሓዋይን ግን ሳላ ንቕሓት ኣቦሓጎታተን ካብ ምኽንሻብ ድሒነን ኣለዋ። ዝነብራሉ ሃገረሰብ እውን ብሓገዝ መራሕቲ ሃይማኖት ምኽንሻብ ደቂ ኣንስትዮ ነውሪ ኮይኑ ኣሎ።