"ከብትና ንክሕጎሳ ንስዕስዐለን"

ኣብ ኬንያ ጥቃ ቀላይ ታና ዝርከቡ ማሕበረሰብ ኦሮሞ ማይ ወቒዑ ምድሪ ብሓምላይ ምስተሸፈነ ንከብቶም ዋሌ እናበሉ ይስዕስዑን ይደርፉን። ቀንዲ ዕላምኡ ድማ እተን ከብቲ ንኽሕጎሳ ተባሂሉ'ዩ።