ድሕሪ መሪር ግዜ ንካናዳ ዝኣተወት ኤርትራዊት ስድራ!

ድሕሪ ክንደይ መከራ ንካናዳ ዝኣተዉ ኤርትራውያን ቖልዑ፡ ኣብ እዋን ውርጪ ይጻወቱ ኣለዉ። ኣዲኦም ኣብ 2013 ካብ ኤርትራ ተሰዲዳ ኣብ መዕቖቢ ስደተኛታት ሱዳን ጸኒሓ። ዋሕሶም ርብቃ ደቪስ ክሳብ ዝመጽእ ታሕሳስ ኣብ ገዛኣ ከተዕቑቦም እያ።