''ህጻናት ለዋህ ሰብ ክትከውን'ዮም ዝገብሩኻ''

ኣብ ዓዲ እስራኤል ከተማ ቴልኣቪቭ ዝነብር ጽገሃንስ ጎይትኦም፡ ኤርትራውያን ደቆም ዘምህርሉ መዋእለ ህጻናት ኣጥይሹ። ቅዋም ኤርትራ እንተድኣተተግቢሩ ናብ ሃገሩ ተመሊሱ መዋእለ ህጻናት ክተክል ሕልሚ ኣለዎ።