ጓል 14 ዓመት ኣብራሪት ነፋሪት!

ረፊልወ እታ ቀዳመይቲ ጸላም ጓል-ኣንስተይቲ ንናይ ኣገልግሎት ፖሊስ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝበረረት ኢያ። ከምኡ’ውን ንሳ እታ ቀዳመይቲ ሀሊኮፕተር ዝመርሐት ጸላም ጓል-ኣንስተይቲ ኢያ።