እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ደቂ ተባዕትዮ ጥራይ ዘገልግል ዓይነ ምድሪ ፓሪስ!
ኣብ ርእሰ ከተማ ፈረንሳይ ፓሪስ ናይ እትርከብ ከባቢያዊ ምምሕዳር ኣርባዕተ፡ ደቂ ተባዕትዮ ጥራይ ዝጥቐሙሉ ህዝባዊ ዓይነ ምድርታት ኣተኣታትዩ'ሎ። እንተኾነ ግን ሰባት ንደቂ ኣነስትዮ ዘግለለን ጸያፍን ተግባር ክቡሉ ሰባት ኮኒኖሞ።