እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ፈውሲ ባልዕ ዝመሃዘት ጻዕራም ሓረስታይ
ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኦሮምያ እትነብር ወ/ሮ ታቦቴ፡ ኣብ ከባቢኣ ንዘሎ ጸገም ሓሰኻ መፍትሒ ዝኸውን ምህዞ ምሂዛ ኣላ። ፈጠራ ወ/ሮ ታቦቴ ካብ ገዝኣ ሓሊፉ ንነበርቲ እቲ ከባቢ'ውን መፍትሒ ኮይኑ'ሎ።