እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
''ኢሳይያስ ብጥዕንኡ'ሎ ድዩ ዝብል ሕቶ ኣለኒ?''
ቀንዲ መንቀሊ ጎንጺ ሃገራት ኢትዮጵያን ኤርትራን ባድመ ኣይኮነትን ዝብል እምነት ዘለዎ ምሁር ኣፈታትሓ ግርጭት ኣቶ ኤልያስ ሃብተስላሴ ፕሬዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዝፍርሞም ዘሎ ውዕላት ሕጋውነት ዝጎደሎም ከምዝኾኑ ይገልጽ።