እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ምህዞ ታንዛንያ ኣብ ምድንፋዕ ማእቶት ሕርሻ
ኣብ ኣፍሪቃዊት ሃገር ታንዛንያ ትወንዴ ዝተብሃለ ዜጋ እታ ሃገር ብዝመሃዞ ናይ ሕርሻ መደንፊዒ መሽን ብዙሓት ዜጋታት ተረባሕቲ ክኾኑ ኪኢሎም ኣለዉ። ንምዃኑ ትወንዴ እንታይ ዓይነት መሽን እዩ ምሂዙ?