እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ትግርኛ ከም መግለጺ መንነት
ኣብ ኬንያ ዝርከቡ ኤርትራውያን ህጻናት ኣብ ቤተ ክርስትያን እንዳ ኪዳነ ምሕረት ቀዳመ ሰናብቲ ብዝወሃቦም ናይ ቋንቋ ኣስተምህሮ መግለጺ መንነቶም ዝኾነ ቋንቋ ትግርኛ ይዛረቡን ይጽሕፉን ኣለዉ። ጋዘጠኛታት ቢቢሲ ናብ እንዳ ኪዳነ ምሕረት ተጓዒዞም ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ተዓዚቦም ኣለዉ።