እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
''ኣሸንዳ ናብ ትግራይ ተዓዲመ ኣለኹ'' ድምጻዊ ሮቤል ሃይለ
ኣቲ ከሸግረኪ ዶ ብእትብል ጥዑም ደርፉ ልዑል ተቐባልነት ዝረኸበ ድምጻዊ ሮቤል ሃይለ ሃገራት ኢትዮጵያን ኤርትራን ናብ ሰላማዊ ኩነታት ክመጽኣ ምኽኣለን ከምዘሐጎሶ ገሊጹ። ምስ ገጣሚ ውቅያኖስ ጉዕሽ ኮይኖም ሰላም እትብል ነጸላ ዜማ ድማ ሰሪሖም ኣለዉ።