ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ስርሑ ጀሚሩ

ብሰንኪ ግጭት ሃገራት ኢትዮጵያን ኤርትራን ተዓጽዩ ዝነበረ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከብ ኤምባሲ ኤርትራ ድሕሪ 20 ዓመታት ስርሑ ጀሚሩ።