እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
1oo መዓልታት
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ናይ 100 መዓልታት ናይ ስልጣን ጻኒሒቱ ዝተፈላለዩ ጽገናዊ ለውጥታት ኣካይዱ'ሎ። ካብ እሱራት ምፍታሕ ጀመሩ ክሳብ መዓልቦ ስኢኑ ዝነበረ ጉዳይ ዶብ ኢትዮ ኤርትራ ንምፍታሕ ተንቀሳቒሱ።