ልበ ብርሃን ዓይነ ስውርቲ

ሕልፊ ዝበሎ ኣብ ጥቃ ከተማ ዓድዋ ኣብ ዝርከብ እንዳ ማርያም ሸዊቶ እትነብር ዓይነ ስውር እያ። ንሳ ኣዶ ሓሙሽተ ቆልዑት ክንሳ ጸዓርዓር ኢላ ደቃ ተዕቢ። በዓል ቤታ ስለዘይሕግዛ ልምዓት መስኖ ኣልሚዓ ንገዛእ ርእሳ ትጥውር።