እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ስልጣን ናይ ምሓዝ ድሌት የብለይን
ጃዋር መሓመድ ካብ ሕሉፍ ሰለስተ ዓመታት ንነዘ ኣብ ፖለቲካ ኢትዮጵያ ሽሙ እናገነነ ዝመጽአ ፖለቲከኛ እዩ። ብሰንኪ ኣብ ኣሜሪካ ኮይኑ ዝመርሖ ዝነበረ ቃልሲ ታሕተዋይ መሓውር መንግስቲ ኣዝዩ ከምዝተዳኸመ ይገልጽ። ምስ ቢቢሲ ሓጺር ጻንሒት ገይሩ'ሎ።