መንቀሊ ፖለቲካዊ ምዕባለታት ኢትዮጵያ እንታይ'ዮም?

ኣብ ኢትዮጵያ ካብ ሕሉፍ ሰለስተ ኣዋርሕ ንደሓር ቅልጡፍ ፖለቲካዊ ምዕባለታት ከምዝተረኣዩ ብዙሓት ይሰማምዕሉ'ዮም። ንምዃኑ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ዘምጽኦም ፖለቲካዊ ለውጥታት እንታይ'ዮም?