ደርሆ ፊሊፒናውያን ንቐደም በሉ!

መብዛሕቲኦም ፊሊፒናውያን መዓልታዊ ዘዘውትርዎ መኣዲ ደርሆ 'ኣደቦ' እዩ። ካብቲ ኣብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ዝስራሕ ጸብሒ ደርሆ ብምንታይ ይፍለ ይኸውን?

ኣሰራርሕኡን ኣቐራርብኡን ካብቲ ዘዳለናዮ ቪድዮ ተመልከቱ።