እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ተፈታዊ መግቢ ናይጀራውያን
መረቕ ኤጉሲ ኣብ ናይጀርያ ኣዝዩ ተፈታዊ መግቢ’ዩ። መረቕ ኤጉሲ ኣብ መላእ ናይጀርያ ብዝተፈላለዩ መንገድታት ዝስራሕ ኮይኑ ንብልዒ ዘገልግል’ዩ።
ኤጉሲ- ነቒፉ ዝተጠሓነ ፍረ ለሚን ኣብ ሃገራት ኣፍሪቃ ኣዝዩ ተሃራፊ መግቢ እዩ።