ናይ ነፃ ገንዘብ በብወርሑ እንተዝወሃበኩም ንምንታይ መውዓልኩምዎ?

ዩኒቨርሳል ቤሲክ ኢንካም ዘካየዶ ዘሎ መፅናዕቲ ኣብ ምዕራባዊ ዓለም ከመይ ክሰርሕ ከምዝኽእል ክፈልጡ ንውፅኢቱ እናተፀበዩ እዮም።