እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
መምህር ኮምፒዩተር ብዘይ ኮምፒውተር
ኣብ ምዕራብ ኣፍሪቃዊት ሃገረ ጋና፡ ሓደ ዝጨነቖ መምህር ኮምፒውተር ዝምህረሉ ቤት ትምህርቲ መምሃሪ ኮምፒውተር ስለዘይኣማላኣሉ ኩሎም ባእታታት ኮምፒውተር ኣብ ጸሊም ሰሌዳ ሲኢሉ ከምህር ተራእዩ። ነዚ ሕጽረት ዝተገንዘበ ማይክሮሶፍት ኩባንያ ድማ ኮምፒውተራት ክልግሰሉ ተመጻቢዑ።