እኹል ድቃስ እንታይ ረብሓ ኣለዎ?

ዝተፈላለዩ መጽናዕታት ከምዝሕብርዎ፡ ወዲ ሰብ እኹል ድቃስ እንተረኺቡ ኣብ መዓልታዊ ንጥፈታቱ ንቑሑን ኣድማዕን ይኸውን። እኹል ድቃስ ዘይረኸበ ኣእሙሮ ብኣንጻሩ ኣብ ኣተሓሳስብኡ ድኽመት ከምዘስዕበሉ ይእመት።