እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ብኽያት ከም መተንፈሲ ጭንቀት
ኣብ ሓንቲ ግዝኣት ህንዲ'ዩ ከምዚ ኮይኑ። ሰባት ናብ ናይ ብኽያት ክለብ ኣምሪሖም ነናይ ሕድሕዶም መሕዘኒ ዛንታታት ኣዳሚጾም ኛር ኢሎም ዝበኽዩሉ መድረኽ። ብመሰረት ስነ ልቦና እዚ መድረኽ እንተኾይኑ ሰባት ድሕሪ ፊቕ ኢሎም ምብካዮም ጭንቀቶም ይነፍሰሎም።