እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ክልተ ዓመት ጥራሕ ከምዝነብር ተነጊርዎ 50 ዓመት ዝጸንሐ ሊቅ ፊዚክስ
ኣብ ዓለም ምርምር ፊዚክስ ኣብ ዝለዓለ ከብሒ በጺሖም ካብ ዝበሃሉ ተመራመርቲ ሳይንስ ሽሙ ኣብ ቅድሚት ትስራዕ፡ ኢንግሊዝያዊ ስቴፌን ሃውኪን።
ስቴፌን ሃውኪን ኣብ መበል 76 ዓመቱ ካብዚ ዓለም ብሞት ዝተፈለየ ሎማዓንቲ ዕለት 14 መጋቢት'ዩ።