እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ደም ተመን ከመይ ከምዝስተ፣ ጥንቅርብዒት ከመይ ከምዝብላዕን ዝመሃሩ ወተሃደራን ኣሜሪካን ደቡብ ኮርያን
ወተሃደራት ኣሜሪካን ደቡብ ኮርያን፡ ናይ ተመን ደም ከመይ ከምዝስተ፣ ጥንቅርብዒት ከመይ ከምዝብላዕን ሳሬት ከመይ ከምዝተሓዝን ኣብ ወተሃደራዊ ስልጠና ይለማመዱ ኣለዉ። መርዛማት እንስሳት ከምዚ ብቐሊሉ ምልምማዶም ንብዙሓት ዘገርም እዩ።