እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ደቂ ኣንስትዮ ልዕሊ ደቂ ተባዕትዮ ንምንታይ ይቖራ?
ደቂ ኣንስትዮ ልዕሊ ደቂ ተባዕትዯ ቁሪ ከምዝስመዐንን 2 ወይ 3 ዲግሪ ሴንቲግሬድ መጠን ዋዒ ኣብ ዘለዎ ከምዝምቸወንን ይገልፁ። በዓል ሞያ ስነ-ኣካል ዶክተር ክሊር ኢግሊን ካብ ኢንግሊዝ ዩኒቨርሲቲ ፖርትስማውዝ፡ እዚ ንምንታይ ከምዝኾነ ይገልፃ።