እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ሓደ ከም ሓሙስ ተጸዋታይ መለኸት ኣያ ጸሃየ
ንጽላት ጽዮን ማርያም ዓጂቡ ናብ ኣኽሱም ከምዝኣተወ ዝዝረበሉ ያታዊ መሳርሒ ሙዚቃ መለኸት፡ ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ዝተፈላለይ በዓላትን ፋንዎን ይጽወት።ኣብ ኢትዮጵያ ሓደ ከም ሓሙስ ኣያ ፀሃይ ገብረኣምላኽ ኣብ ኣኽሱም ተረኺቦም ኣለዉ።