እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ቀምቃማይ ጸጉሪ ፍሉጣት ተጻወትቲ ኩዕሶ እግሪ
ኒኪኪ ኢኪይረ ኣብ ርእሰ ከተማ ጋና ተወሊዱ ዓብዩ። ደሓር ቀምቃማይ ጸጉሪ ኮይኑ ስራሕ ጀሚሩ። ኣዲኡ ግና ሓኪም ወይ ጠበቃ ክኾነለን እየን ዝደልያ ነይረን።
ንሱ ኣብዚ ሎሚ እዋን ኣብ ለንደን ፍሉጣት ተጻወትቲ ኩዕሶ እግሪ ፕርምየር ሊግ እናቐምቀመ ህይወቱ ይመርሕ።