እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ብግእዝ ዝደረፈ ድምጻዊ
ግእዝ ቋነቋ ኣብያተ ክርስትያናት ጥራሕ ኮይኑ ኣሽሓት ዓመታት ዘሊቑ'ዩ። ሎሚ ግን ካብ ቅዳሴ ብተወሳኺ'ውን ንዓለማዊ ደርፍታት ዘውዓልዎ ድምጻውያን ተረኺቦም ኣለዉ። ድምጻዊ ጸሃየ ክንፈ ሙዚቃዊ ኣልበሙ ብግእዝ ዝደረፈ ፈላማይ ስነጥበባዊ'ዩ።