እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ኣገልግሎት ካፌ ኣብ ነፋሪት
ካብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ቀረባ ርሕቀት ኣብ እትርከብ ብራዩ ከተማ ሓንቲ ነፋሪት ግልጋሎት መዘናግዒ እናሃበት እያ። እዛ ነፋሪት ካብ ጥቕሚ ወጻኢ ምስኮነት ናብ ጨረታ ቀሪባ ተሸይጣ ሕዚ ድማ ሰባት ሜስ ጎጫዕ እናበሉ ዝዝናነዩላ ኮይና ኣላ።