እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ድሕሪ ባርነት ዝተረኸበ ሩፍታ
ብርኪናፋሳዊ ወዲ 26 ዓመት ባሲሩ ቅድሚ ክልተ ዓመታት ኣቢሉ ናብ ኣውሮጳ ንኽኣቱ ኣብ ሊብያ ብዙሕ ስቓይ ርእዩ።
ኣብዚ ሕዚ እዋን ግና ኣብ ዓዲ ጥልያን እንዳ ሳፌታ( ሳርቶ) ተቖጺሩ ኣብ ዝሓሸ መነባብሮ ይርከብ።