እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ካብ ሞት ንሕንጢጥ ዘምለጠ ወተሃደር ሰሜን ኮርያ
ካብ ሰሜን ኮርያ ከዲዑ ናብ ግዝኣት ደቡብ ኮርያ ዝኣተወ ወተሃደር ሰሜን ኮርያ ካብ ብጾቱ ብዝተተኮሶ ጥይት ተወቒዑ ሕክምና ኣትዩ።
ክድሕን ዝኸኣለ ግን ሳላ ወተሃደራት ደቡብ ኮርያ እዩ።