እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
''ሽሮ ናይ ድኻ መግቢ ኣይኮነን''
ንብዙሕ ዘበናት ሽሮ ከም ናይ ድኻ መግቢ ተገይሩ ክውሰድ ጸኒሑ እዩ። ሎሚ ሎሚ ግን ሳላ ዋሓላሉ ሽሮ ልዕሊ ስጋ እውን ዝምረጸሉ ዘበን በጺሒና ኣለና። ብፍላይ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ድማ ሽሮ ዝነገሰሉ ሃዋህው ተፈጢሩ ኣሎ።