እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ሮበርት ሙጋቤ መን እዮም? ጅግና'ዶ ድኹም መላኺ?
ፕረዚደንት ዙምባብዌ ሮበርት ሙጋቤ፡ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ሰራዊት እታ ሃገር እዮም ዝርከቡ። ንዓሰርተታት ዓመታት መፃኢ ዕድል እታ ሃገር ዝቐረፁ መራሒ እዮም። ይኹን እምበር ደገፍቶምን ተቓወምቶምን ብፖለቲካዊ ምሕደርኦም ኣብ ክልተ ዝተኸፈሉ እዮም።