እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
መሓመድ ሳላሕ ሊቨርፑልን ግብጽን
ብቢቢሲ ብሉጻት ተጻወቲ ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪቃ 2017 ተባሂሎም ካብ ዝተሓረዩ ሓሙሽተ ተጻወቲ ሓደ ምስ ዝኾነ ግብፃዊ ተጻዋታይ መሓመድ ሳላሕ ክነላልየኩም።
ናትኩም ብሉጽ ተጻዋታይ ንምምራጽ እዚ ፈለግ African Footballer of the Year contenders ተጠቐሙ።