እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
80% ሰብነቱ ብሓድሽ ቆርበት ዝተሸፈነ ህፃን
ሓሰን እንትውለድ ምስ ሕማም ቆርበት እዩ ተወሊዱ። ቆርበቱ ትንክፍ ኣቢልካዮ ከም ክንፊ ፅምብላሊዕ እዩ ዝብጠስ። ሕዚ ግና መጥባሕቲ ሕክምና ተገይርሉ፡ 80% ሚእታዊ ሰብነቱ ብሓድሽ ቆርበት ክሽፈን ክኢሉ።