እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ደሃይ 6፡ "ኣብ ዓዲ ኮንኩ ኣብ ስደት ዓዲ-ዓረብ ንዓይ ኩሉ ሓደ እዩ "
ፋና ጉዕዞ ስደት ሰለስተ ሃገራት ዓረብ ርእያ እያ። ኣብ ዓዲ-ዓረብ፡ እናሰርሐት፡ ካብ ወርሓዊ መሃይኣ ቀኒሳ መፅሓፍቲ ገዚኣ፡ ናብ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ትምህርቲ ብምርካት ትፍለጥ። እነሆ ደሃይ ኢትዮጵያዊት ስደተኛ ጓል ኣንስተይቲ።