እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ማዕበላዊ ስሕበት ክልተ ከዋኽብቲ ከም ምኽንያት ምፍጣር ወርቂ
ሳይንቲስት፡ ክልተ ዝሞታ ከዋኽብቲ ናብ ሓደ ክጥመራ እንከለዋ ማዕበላዊ ስሕበትን ብርሃንን ከምዝረአንፈለማ እዋን ብመፅናዕቲ ረኺቦም። እቲ ቅድሚ 130 ሚልዮን ዓመታት ዘጋጠመ ጥምረት ከዋኽብቲ ድማ ወርቂ ንኽፍጠር ምኽንያት ከምዝኾነ ሓቢሮም።