ሕሩያት ዲዛይነራት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ

"ሃብ ኦፍ አፍሪካ"ኣብ አህጉርና ካብ ዝካየዱ ዓበይቲ ምድላዋት ሓደ እንትኸውን፥ ካብ ዒስራ ንላዕሊ ዲዛይነራት ፋሽን ተሳቲፈን እየን።