እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ስቴፈን ፓዶክ፡ መጥቃዕቲ ላስቬጋስ ድሕሪ ምፍፃሙ ነብሰ ቅትለት ፈፂሙ።
ኣብ ምርኢት ሙዚቃ ላስቬጋስ ህይወት ብዙሓት ዝቐዘፈ፡ ጡረተኛ በዓል ሞያ ሒሳብ ስቴፈን ፓዶክ፡ ኣብ ምድረበዳ ኔቫዳ ኣብ ዝርከብ ማሕበረሰብ ይነብር ነይሩ።ምንም ምንቅስቓስ ከይነበሮ ብዙሓት ሰባት ንምንታይ ክቐትል ክኢሉ?