ኢንጅነራት ካብ ሂማልያ ካብ ዝወርድ ኩምራ-በረድ ሰበ ሰራሕ ማይ የመንጭው

ኢንጂነራት ንነበርትን ጥሪትን ብዋሕዲ ማይ ዝሳቐዩ ከባብታት ድጉዓ ሰሜን ህንዲ፥ ማይ ዘመንጭው ቴክኖሎጆ ምሂዞም።