እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ጽጋቡ ብሕታዊ ኣብ ቱር ደ ፍራንስ ዝተጸምበረ ኢትዮጵያዊ ተቐዳዳሚ ብሽክለታ።
ተቐዳዳሚ ብሽክለታ ጽጋቡ ገብረማርያም ካብ ተራ ናይ ሪጉኡ ቅድድም ብሽክለታ ክሳብ ከዋኽብቲ ዓለም ዝሳተፍሉ ቅድድም ብሽክለታ ቱር ደ ፍራንስ ዝበጽሐ ወናኒ ልዑል ሓቦ ስፖርተኛ።
ጽጋቡ ኣብዚ ሕዚ እዋን ንጋንታ ባሕረይን መሪዳ ፈሪሙ ኣብ ምጽዋት ይርከብ።