እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ድምጻዊ ባህታ ገብረሂወት ተጋዲሉ ምንባሩ እንፈልጥ ክንደየኖትና ኢና?
ድምጻዊ ባህታ ገብረሂወት ኣብ 1969 ናብ ሜዳ ወሪዱ ኣብ ገድሊ ኣብ ዝጸንሐለን እዋናት ምስ ክፍሊ ባህሊ ህወሓት ኮይኑ ሰሪሑ።
ደሓር ክገልጾ ብዘይደልዮ ምኽንያታት ናብ ዓዲ ተመሊሱ ናይ ሒሳብ ሰራሕተኛ ኯይኒ ሂወቱ ክመርሕ ጀሚሩ።