እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ኣብ ማዳጋስካር ደቂ ኣንስትዮ ወርሓዊ ጽግያተን እንትመጸን ማዮኔዝ ክሰርሓ ኣይፍቀደለንን።
ኣብ ገለ ሃገራት ደቂ ኣንስትዮ ኣብ እዋን ወርሓዊ ጽግያተን ክሰርሕኦ ዝግባእን ዘይግባእን ተባሂሎም ዝተዘርዘሩ ባህላዊ ልማዳት ኣለዉ። ንኣብነት ኣብ ሃገረ ማዳጋስካር ደቂ ኣንስትዮ ወርሓዊ ጽግያተን ኣብ ዝርኣየን እዋን ነብሰን ክሕጸባን ማዮኔዝ ከዳልዋን ኣይፍቐደለንን።