እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
7.1 ማግኒትዩድ ርዝነት ዘለዎ ምንቅጥቃጥ መሬት ሜክሲኮ፡ ብውሑዱ ንሕልፈት248 ሰባት ምኽንያት ኮይኑ'ሎ።
ንማእከላይ ሜክሲኮ ዝወቕዐ ምንቅጥቃጥ መሬት፡ ብርክት ዝበሉ ህንፃታት ርእሰ ከተምኣ እንተዕኑ፡ ብርክት ዝበሉ ሰባት ኣብቲ ዝፈራረሰ መናድቕ ተፀቒጦም ይርከቡ። ሰርሕተኛታት ምድሓን ነብሲ ምስ ወለንተኛታት ብምትሕብባር ኣብ ኣለሻ ብፍርስራስ ዝተፀቐጡ ሰባት ተዋፊሮመ ኣለዉ።